ኣብቲ እዋን ዓሰርተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ክኣትዉ እንከለዉ፡ ክልተ ተጨውዮም ዝነበሩ ድማ ድሒኖም። ካልኦት ኣብቲ ቦታ ዝነበሩ ሰባት ድማ ምስ ሓይልታት መንግስቲ ድሕሪ ምግጣም ሃዲሞም። ...
ንሎሚ 18 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ሰላም ኣብ ዩክረይን ካብዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሎሚ ዝቐረበ ከምዝኾነ ኣመሪካ ገሊጻ፡ ሎሚ ፕረሲደንት ...
ኣብ ዞባ ኩርስክ ሩስያ ዝዋግኡ ዘለዉ ወተሃደራት ዩክረይን፡ ካብ ቅድመ ግንባር ከንሳሕቡ እንከለዉ፡ "ከም ዘፍርሕ ፊልም" ዝረኣዩ ትርኢታት ከም ዘሕለፉ ገሊጾም። ገሊኦም ዩክረይን ነታ ሒዛታ ዝነበረት ...
ድሕሪ ኲናት እስራኤል-ሓማስ፣ ጽልኢ እስልምናን ኣስላምን ዘንቀዶም በደላትን ተግባራትን ብልዑል ናህሪ ቁጽሮም ወሲኹ - ናይ ቃላት ጸርፊ፣ ኣካላዊ ማህረምቲ ወይ ኦንላይን። ኣብ'ቶም ግዳያት ዝገድፎ ...
Court paperwork has revealed new details about the multi-vehicle crash in North Austin on Thursday night that killed five ...